כהה

New Eritrean Series movie 2020 // 1080 part 30 final1/ 1000ን ሰማንያን 30ክፋል ተፈትጸመ 1 

הירשם כמנוי
צפיות 670 אלפי
97% 6 538 162

New Eritrean Series movie 2020 // 1080 part 30 final1 1000ን ሰማንያን 30ክፋል ተፈጸመ 1
Copyright © Star Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: pg/StarEntertainmentEthioEri
Instagram:
starentertainethioeri
Twitter: StarEntertainm
Website: www.starentertainmentethioeri.com

קולנוע והנפשה

פורסם בתאריך

 

20 מרץ 2020

שתף:

:

הורד:

מתבצעת העלאה.....

הוסף אל:

רשימת ההשמעה שלי
הוספה לצפייה במועד מאוחר יותר
תגובות 80   
Alexsander mulugeta Alex
Alexsander mulugeta Alex 3 חודשים לפני
ኣነ ሲ ነዛ ፊሊም ማራ አንዲየ ዝፈትዋ ነረ ማለተይ ሲ ኣብ ዝደት ኮንኩም ከምዚ ዓይነይ ፍሊም ክትሰርሑ ማሩ አዩ ክትድነቁ ዘለኩ ጊን ኣብ መወዳአታ ሲ ኣባላሽኩማ ጉዳይ ኣደ ኢሳቅ ጉዳይ ሳሚ ኣብ ምንታይ ገዲፍኩሞ ብሕጂ ሲ 3 part ምስ ሰረሐኩም ነርኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዱ ብቀጻሊ ጊን ኣጁኩም በርትዑ
Henok Mahari
Henok Mahari 3 חודשים לפני
ካብ ኩለን እበር እምበር ጉዳይ ሳምን ጉዳይ ለምለም ጽቡቅ ኣፈጻጽማ ዘይተለምደ ፍጻሜ ኢዩእዚ ኣብ መወዳእትኡ ብዝሕ ግዜ ጽቡቅ ካብ ሓቂ ዝረሓቅ ኢዩ። ብፍላይ ናይ ኣደ ኢሳቅ ለምለም ትኽክለኛ ኣብ ማሕበረሰብና ዘሎ ኢዩ። እዛ ፊልም ካብዝፈልጦም ፊልምታት ኣጸቢቃ ናብ ሓቂ ዝቀረበት ኮይና ትስመዓኒ ነዓይ። ምናልባት ፍቅሪ ወድሓወቦይ ዓይነት ዝውስኑ ሰባት ሒደት ተኾኑ እንካን ናብ ሓቂ ዝቀረበ ኢዩ። ከምዚ ልብወለድ ጥራይ ዝኾነ ካብ ሓቂ ዝሃወተ ኩነታትናን ግዜናን ዘየንጻብርቅ ዓይነት ፊልሚ ኣይኮነትን። ኣብዚ ዘመን ሓቀኛ ፍቅሪ የለን ንዝብሉ ሰባት ኣይ ከምበዓል ኢሳቅ ኣለው ትብል ማሕበረሰብና ከም ቀደም ኣይኮነን ንዝብል ከኣ ኣለው በዓል ኣቦይ ሰመረ ትብል ፊልሚ እያ። ብፍላይ ከምናይ በዓል ሳሚ ሰነፋት ማለት ተስፋ ኣለዎም ትብሎም ሰባት ዝባላሸውሉ ብልሽዋት ትብሎም ሰባት ከም በዓል ኤማ ከኣ ሓሳቦም ዝቅየረሉ ለባማት ተብሃልቲ ልዋም ናብ ዕሽነት ዝጸጋጋዕሉ ፍቅሪ ብዘይ እምነት ኮንቱ ምኻኑ ትመሃረሉ፡ ውዑያት ቁምነገር ዘይብሎም ዝበሃሉ የውሂን ሰብ ቁምነገርን ለባማትን ዝኮንሉ፡ ሕውነት ካብ ጽልኢ ፍቅሪ ውን እምነት ተሃሊዎ ኩሉ ዝስዕረሉ እትምህር ፊልሚ እያ።
merhawi kahssai
merhawi kahssai 3 חודשים לפני
Suk elkayu eritrawi weledo tebelashyuna kab laaaaaaaali naaaaaab taaaaaaaaahti weridu nab azile snetbeb temelisna bka terifukum gn sorry zrielkum aytsienun ekum azile reayti alewkum
Tsige Tsige
Tsige Tsige 3 חודשים לפני
Bhaki shikorina ktftsem ayneberan
Grmawi Azan
Grmawi Azan 3 חודשים לפני
🤗🤗🤗
Micheale
Micheale 3 חודשים לפני
Alexsander እታ ፊልም ብጣዕሚ ጽብቕቲ ጌሮም ዮም ወዲኦማ። ኣስተውል!? 1፡ ጉዳይ ኣደ ኢሳቕ ንባይና ኣብቲ ገዛ ምትራፋ፡ ርእሱ ዝኽኣለ መልእኽቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ከም ሰብ ሓሳባት ሰባት ክትቅበልን ከተኽብርን ከም ዘለካ ያ ትምህረና። ንሰባት ክትሰምዕ ዘይትኽእል እንተኮንካ፡ ኣነ ጥራሕ የ ዝፈልጥ ኢልካ ከም ዕንጸይቲ ትደርቕ እንተኮንካ፡ ኣብ መወዳእታ ከምታ ኣብ ገዛ በይና ኣብታ ጣውላ ዝደረቐታ፡ ደሪቕካ ትተርፍ ማለት'ዩ። 2፡ ጉዳይ ሳሚ ውን፡ ከምኡ ርእሱ ዝኽኣለ ጣዕሚ ዘለዎ መልእኽቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ኣብ ፍቕርኻ ክትጸንዕ ዘይምኽኣል'ዩ ምሂሩና ብዝኮነ፡ ብጣዕሚ ጽብቕቲ። ኣፈጻጽማ እውን ዝበለጸ እዩ ኔሩ።
Samson Abraha
Samson Abraha 13 שעות לפני
I really appreciate and love the drama amazing very wonderful thanks brother I respect.
ሳሪ.የ ኢየሱስ ምርኮኛ Ethiopian. LOVE
ዋውው. አዲስ አበባ... በጣም. በጣም ቆንጆ ናት. ሰፊ. ናት . እናመሰግናለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mart Ker
Mart Ker 11 ימים לפני
ኣቤት መቸም ከምዚኣኣ ኣይተሰርሐትን ደቂ ኤረይ
Asmeret Redae
Asmeret Redae 14 ימים לפני
🙊💋
Hamer Hamar
Hamer Hamar 21 יום לפני
Ewi 1080 nafiqekum bejakum ba be kalie temlshun meron & winta pls
Kedir Mohammed
Kedir Mohammed 21 יום לפני
veirgud
Tedros Tesfalem
Tedros Tesfalem 21 יום לפני
Papa mesgun abraha you are not only clever student you got great talent too keep it up mesguney am proud of u metabetekan memhartekan wedi alla l miss u ❤❤❤
Tedros Tesfalem
Tedros Tesfalem 21 יום לפני
I never see a movie that make me crazy and emotinal. l appreciate you guys deki eri good job keep going🙏🙏🙏❤❤❤
Sara All
Sara All 22 ימים לפני
ሳሚ እና ልዋም ክፈላለዩ ኣይነበሮምን ደበረ
Tsegazeab smur
Tsegazeab smur 23 ימים לפני
well Done!! It was meaning full Movies!! Miss you all!!
Scham tv ጃሕ ጃሕ
Scham tv ጃሕ ጃሕ חודש לפני
ነዛ ፅሕፍቲ ተምብባ ዘለካ I love you 😘 ኣብዚ ፓነለይ ኣቲካ ዘእትዋ ቪዶ ደስ ተ ኢሉካ ሳብስክራይብ ግበር😘
Cent Cent
Cent Cent חודש לפני
Selamat selamat betam mesache ena astemare movie neber hulachuhum techelalachu beteley same yesak sertachuhutal tnxsomch bezeh agatame derasewn mamesgen ewedalew bertu ❤️❤️❤️
gebrekidan nega
gebrekidan nega חודש לפני
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ ንእሸተይ ግን ኣብ መወዳእታ ናይ ሰሚን ኣዶ እሳቅን ሽግር ኣለዋ እንበር ብጣዕሚ ዕቡቅ እዩ ቀፅልሉ ኢሳቅ ሸኮሪና እውን እንካዐ ደሰ በለካ
Feet Feer
Feet Feer חודש לפני
ማራ ቆንጆ ዛፍልሚ ደቂ ኤሪ ፃዕዳ ሓፍትኹም ጋል ትግራይ
AMFATHEROF PEACE
AMFATHEROF PEACE חודש לפני
ኣብ ስደት ኮይንኩም ከምዚ ዓይነይ ፍልሚ ክትሰርሑ ማራ አዩ ዘድንቐኩም ዘለኩ ደቂ ኤረይ ፃዕዳ ብቀፃሊ ኣጁኩም በርትዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና፡፡ ካብ ሃውኩም ወዲ ራያ ትግራይ፡፡
ArsU Va
ArsU Va חודש לפני
EwaY SrY eZa MoVie TdY Eye WedieYa !!! Ab 3alem Gn Kem Ade. ISAq Yelann ADE KEMeu Aykonetn 🤗🤔
kalayu berhe
kalayu berhe חודש לפני
ዳገማይ ኣብ ፅቡቅ ድራማ የራክበና ማራ ንወዲ ሓወ ኣቦይ
Yorda Berhe
Yorda Berhe 2 חודשים לפני
Wow
Nasir Habesha
Nasir Habesha 2 חודשים לפני
ሰከወፈከ
Askale Gidey
Askale Gidey 2 חודשים לפני
ay sami nay sebe hiwet ktedhen hiwetka sinka eskiy sebat knbehal hadehade gize si nsebe nineber
Mahari Abggi
Mahari Abggi 2 חודשים לפני
Bejakum ezya film thimtie eya bejoakum nay ketblum kesloea
koala10ish
koala10ish 2 חודשים לפני
ሓሙሽተ ተጋሩ መናእሰይ ዓጋመ አብ አዲስ አበባ ዝነብሩ ሎሚ ምዓልቲ ንብልጽቲ ስነ ጥበባዊት ኤርትራዊት ዊንታ ብኻራ ክቐትሉዋ ፈቲኖም!!! ክልተ አሕዋታ ኤርትራውያን ክኣ አድሒኖም ነቶም ዓጋመ ብቴስታን ብካሶቲን ጨፍሊቖም ኡይ አቢሎም ስዮማይ አቢሎሞም!! ስለዚ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን አብ አዲስ አበባ ዘለኹም ነዛ ኮኾብኩም ሽኮር ከም ብሌን ዓይኑኹም ካብ ዓጋመ ቆንዳፋት ሓደራ ሓሉዉዋ።
koala10ish
koala10ish 2 חודשים לפני
ሓሙሽተ ተጋሩ መናእሰይ ዓጋመ አብ አዲስ አበባ ዝነብሩ ሎሚ ምዓልቲ ንብልጽቲ ስነ ጥበባዊት ኤርትራዊት ዊንታ ብኻራ ክቐትሉዋ ፈቲኖም!!! ክልተ አሕዋታ ኤርትራውያን ክኣ አድሒኖም ነቶም ዓጋመ ብቴስታን ብካሶቲን ጨፍሊቖም ኡይ አቢሎም ስዮማይ አቢሎሞም!! ስለዚ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን አብ አዲስ አበባ ዘለኹም ነዛ ኮኾብኩም ሽኮር ከም ብሌን ዓይኑኹም ካብ ዓጋመ ቆንዳፋት ሓደራ ሓሉዉዋ።
Jesus is my Lord and I shall not be in need
A best TV show I have seen in Tigrigna for the first time! WOO just WOwww!!! I have never finished a tigrigna movie for many years, but this movie I just can't stop watching it!! Very timely, well written, well acted, express our current situation... so many good points to mention. I am hoping you will come up with the second season. I can't wait for it!!!
lelochns atadenkachewm Brhane
lelochns atadenkachewm Brhane 2 חודשים לפני
N wedi Hawnby zfetu 👍👈
Naib financial tips
Naib financial tips 2 חודשים לפני
Hadiam mrexu cb.run/UIg0
ትግራዋይነት የዓምብብ
ፍትሓዊ ኣይኮነን ልዋመይ ከ እንታይ ኣቢሳ ደበስ ፍቕሪ ይግብኣ ነይሩ 😭😭😭
ሃብተሚካኤል ክፍ ለ
ሃብተሚካኤል ክፍ ለ 2 חודשים לפני
መፍቶ ሰረቕቲ ጌርኩሙና ኣይ ክትቅጽልዋ ኣይክትዓጽዉዋ ፡ጽብቕቲ ስለኾነት ሰአልኹም ዘርጊሖም ኣማሳሲሎም ፓርት 31 ቁርጽራጽ አዮም ዘኡዩና ደለዉ
HAMRS TV
HAMRS TV 2 חודשים לפני
ኣሕ 1080 ብድሕሬኪ ሓሙስ ጸሊአያ
Wudu Nega
Wudu Nega 2 חודשים לפני
Fist of all i would like to wondering the writer and actors and actresses of the film but when i have became sad is, when you do that things would never insalt Ethiopians who have been helping you and you're families. I would not understand what do you want because when i see you best characteristics those are still backwards ana stupid conduct . What did you mean Amhara, is that all Ethiopians? or why would you attack nation because Addis Abeba is not for only people of Amhara nation but for all Ethiopians'. Why, because you have country which eretrea, so why do you like attention on you dictator government, bc we wouldn't like call you to us, other than helping when you come yo our country?
Wudu Nega
Wudu Nega 2 חודשים לפני
Fact tell us eretreans are helping by. ....
سني سلفي
سني سلفي 2 חודשים לפני
Ab mewwdaeta abalashikuma
selemon alemshet
selemon alemshet 2 חודשים לפני
ምፍላም እንበር ምውዳእ ዘይትኽእል ደራሲ ጺሒፍዎ። ብ ባዶ ዛዚምዎ ቧጅ መጽልኢ ኣወዳድኣ። ሳሚ&ልዋም ኣበይ ተረፉ? ጉዳይ ኤማን ጥንሱን ኸ? ወለዲ ኸ? ዘይምልስ ድርሰት እዩ።
kerry A
kerry A 2 חודשים לפני
Kab bizuh miftaw iza Film si kitwidae zeydelekuwa excellent movie 😍👍👌🥰💯
Eritrea first
Eritrea first 2 חודשים לפני
n enda 1080 artist interview gberulna pls
Yonas Debru
Yonas Debru 2 חודשים לפני
1000/80 እንካዕ ተወሸብኩ 😂 lol እዛ ፊልም ርእየያ :: ብዙሕ ብናይ ትግርኛ ፊልምታት ንነዊሕ ዓመታት ዕጉብ ኣይነበርኩን : ነዛ 30 ክፋል ዘለዋ ፊልም 1000/80 ምስ ርኣኹ ግን ስነጥበብ ኤርትራ ብሂወት ከምዘሎን ከምዘይመተን ውሽጠይ ብተስፋ ተመሊኡ ! እዞም ኣብዛ ፊልም ዝተዋስኡ ኩሎም ብሉጻትን ከም "ዑንቂ " ክንርእዬም ዝግብኣና :ኣብታ መጻኢት ንሓልማ ሓራ ኤርትርና ብሓርነት ውሽጣዊ ክእለት ስነ ጥበቦም ክምግቡና ተስፋ ይገብር:: ናይ ኩሎም ተዋሳእቲ ካብ ደራሲ ጀሚሩ ዘለዎም ውሽጣዊ ሓርነት ዝድነቕ እዩ:: ሳንሱር ዘይብሉ ንፋስ ከኣ ተወሲኽዎሞ 😁 ብዝኾነ እቲ ገጸ ባህርያት ንመብዛሕትኡ ክፋል ሕብረተሰብ ዝዳህሰሰ ስለዝኾነ ንእሽቶ ዓቢ ከይበለ ኩሉ ሰብ ከስተማቕራ እቲ ዓቢ ስሕበት ዝፈጠረ ኮይኑ ይስምዓኒ:: ካብቲ ገጸ ባህርያት :እቲ ህልው ኩነታት መንእሰያት ኣሕዋትና ኣብ ኢትዬጵያ ኣብ መስተን ካልእ ዘይተደልየ ስነምግባር ንዘለው: ከምዘለዎ ዘንጸባርቕን: ካብቲ ጌጋ መገዲ ክወጽኡን ክዕረዩን ዝምህር እዩ:: ባህልን ሕብረተሰብን ሃገርና ማዕረ ክንደይ ንውልቀሰባት ድልየት ከምዝፈታተንን: ንቕኑዕ ሓሳብ ብዘይ ከይብሉኒ ደው ኢልካ ዋጋ ክትከፍል ከምዝግባእ ተዋሳኣይ ኢሳቕ ( ወድ ሓውቦይ) ኣርእዩና: ካልእ ኢሳቕ እቲ ዝዓበየሉ ግርህናን : ንጽህናን ብስሓቢን መስሓቕን ጌሩ ዘቕረቦ ናይ ብዙሓት ተምሳል እዩ😁 እቲ ካልእ ደስ ዘብል ኣብቲ ተዋስኦ ወላኳ ብሓሳብ ከም ሰብ እንተተገራጨው ኣብ ሽግሮም ዘርኣይዎ ምትሕልላይ ክዕቀብ ዝግብኦ ባህልና እዩ:: ኣብቲ ገጸ ባርያት ዝርኣ ገለ ገለ ውጽእ ዝበለ ነገራት: ተዋስኦ ምኻኑ ኣብ ግምት ኣእቲና ኣብ ደቂ ሰባት ኣብ ባይታ ዝግበር ሓቂ ስለዝኾነ እዞም ተዋሳእቲ ከምዘይንቀፉሉን ከምዚ ዓይነት ገጸ ባህርያት ኣብ ፊልም ኣገዳሲ ስለዝኾነ ንውልቃዊ ባህርያቶም ከምዘይውክል ኣብ ግምት ኣእቲና ሞራል እዞም ብሉጻት ደቂ ኤረይ ክንሕሉ ይግባእ:: እታ ኣብ መወዳእታ ዘላ ደርፊ በይና ፈሊኹም ከም ደርፊ እንተተቕርቡልና ብዙሕ view ምረኸበት እቲ ሙዚቃ ፍልይ ዝበለን ሰሓብንዩ: ካልእ መንእሰያት ኣሕዋትና ኣብ ሃገሮም ኮይኖም ብዝማእመኦም መገዲ ሂወቶም ከይመርሑ በቲ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ስርዓት ዝወረዶም ሃስያ ከይተዳኸሙ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስነጥበብ ከርእዩ ምኽኣሎም : ብዘይካ እቲ ኣብ ዓዲ ሓሎ ዘሎ ሓላዊ ዲጋ ካልእ ዝጉሂ የለን ! ስለዚ ደቂ ኤረይ ኣጆና ካብዚ ዘለናዬ ሕማም ኮኖና ኣምላኽ ክሕልወና እንዳተመነኹ ዝተረፈ ባዕልኹም መልእዎ 😁👍 love you all
filmon issak
filmon issak 2 חודשים לפני
ዝንኣድ ስራሕ ክቡራት የሕዋት ፡ ኣነ ከም ኣነ ክገልጻ ከለኩ ባህልና ዘስዕቦ ኩሉ እቲ ጽቡቁን ሕማቅን ፡ ጥቅሙን ጉድኣቱን እትገልጽ ተካታትሊት ድራማ ኢያ የቀኒየልና ፡ ሞያኩም ይሰስን ክቡራት ኣሕዋተይ ። love u all guys .
nahom yemane
nahom yemane 2 חודשים לפני
eza abiu zela music gin abey kirekiba yikiel ariesta entay eya tibil za abkilu part tidref music maletey eye
ERI tune Sherifo
ERI tune Sherifo 2 חודשים לפני
Love the movie but it is completely out of reality . I don’t see any one working just , love ,eat, drink chat etc in best cafeterias and then conflict. Life is not as simple as that my ppl . At least it is good to put some of the characters doing some work to make it real .
Meir Gutman
Meir Gutman 2 חודשים לפני
ኢዚ"ኣ ዒዋላ ዒባኣ ከይደጉደገት ተወዲ"ኣ ወዲ ሓውቦይ ከትገድፋ ዓዲ ዉሩዳ ሓደራኻ።
مغترب بالغلط
مغترب بالغلط 2 חודשים לפני
Mejimerya azy zedneqkom kemzi aynet film ketserho zekalkom betami temherti zekont haqinya zanta zelenayo eyo ab sedet eyo. Qexeli dema neashtey neqifeta alatini nesa ka ab mewedata ablashikoma Sami mes lewam kemelso nerewom issak dema ade'o ketqebelo nerewa kemu dema Sami mes abou tehareqom keydom behaxero mezazima xebok aynebrin.
Dejen Tadese
Dejen Tadese 2 חודשים לפני
Plz Eta derfi kabta film felikum n beyna post gberewa
Solly solly habesha
Solly solly habesha 3 חודשים לפני
filmu harif neru gn wintana bushti eya teref nay tlyann resahhh mehaymmm
peace forever
peace forever 2 חודשים לפני
እንታይ ኢያ ጌራ ዊንታ
Gmal Hbshy
Gmal Hbshy 3 חודשים לפני
❤❤❤❤💝
Haileab Gb
Haileab Gb 3 חודשים לפני
winta ab kereba mot yxbeyeki alo
احمد طالع
احمد طالع 3 חודשים לפני
خنتم خيس وبعدن لمتخلس مفهمت
Zeyneb A.kader
Zeyneb A.kader 3 חודשים לפני
Fulyti sirah deki eraa haftkum eye kab tigray
Adey Mhret
Adey Mhret 3 חודשים לפני
31 dia atimziewa dikum
pirate 1034bc
pirate 1034bc 3 חודשים לפני
ካልእ ክብሎ ዝደለኹ እታ ነቃጽን ኣሰልቻዊትን ኣደ ኢሳቅ ኣዝዩ ልዕሊ ዝግብኣ ግዜን ሮልን ስለ ዝተዋህባ ኣዝያ ሓሚሳቶ ነቲ ሽው። እቲ ኣቦ ሳሚ ድማ ባህልና ዶ ዑናና ዶ ክብል ፍቅሪ ወዱ ከፍርስ ኣዝዩ ዘደንጹን ዘሕርቅን። ኢሳቅ ድማ ንዓርኩ ክጸፍዓ ኣይነበሮን ጥራይ ዘይኮነስ ከም ሓሳብ ክመጽእ ኣይነበሮን።
pirate 1034bc
pirate 1034bc 3 חודשים לפני
ደራሳይ፡ ኣብ መብዛሕትኡ ፍልምታትን ሽዋትን ዋላ እቲ ትሕዝቶ ፎኪስ ይኹን ኣብ መዛዘሚ ግን ብዝተኻእሎም መጠን'ዮም ብዘዕግብ መደምደምታ ዝዛዝምዎ። ናትካ ግን ብኣንጻሩ ኣብ መዛዘሚ ፋሕፋሕ ኣቢልካያ።
sara tsegay
sara tsegay 3 חודשים לפני
wooooooooooooooooooooooooooowwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwww
robel hailat
robel hailat 3 חודשים לפני
Sami langa langa koyno
Elama Aleni
Elama Aleni 3 חודשים לפני
Amlak ms kulukum ykun mehritn gziyawtn film hasab lbukum kea yesmrelkum kab lbi eye zefkrekum
Mikal zerai
Mikal zerai 3 חודשים לפני
waww!!!!derasi nayza movie kidnek zelwo abnetwi Ertrawi u this is the first movie i satisfied at the end!!! good job good job
peace forever
peace forever 2 חודשים לפני
ኣብ መወዳእታ እንዶ እሞ ንልዋም ሽኮር ከም ኣራንሺ መጽዮም ደርብዮማ ሳሚ ከኣ ናይ ኢዱ ኣይረከበን ዓስቢ ድካሙ ምስ ሳሚ ክውድኡ ኔርዎም
kbrom teka
kbrom teka 3 חודשים לפני
Wowwww
Yorusalem Mulugheta Teklemariam
Yorusalem Mulugheta Teklemariam 3 חודשים לפני
The best film ever
Yemane Semere
Yemane Semere 3 חודשים לפני
ነዛ ፊልሚ ብጣዕሚ የ ዘድንቃ። ተዋሳእቲ ውን ብጣዕሚ ንፉዓት፡ ነቲ ጠባያት ውን ጽቡቅ ተላቢስኩሞ ይብል። ኮይኑ ከምዛ ናይ ኣዲኡ ን፡ኢሳቅ ለቢሳ ዘላ ገጸ ባህሪ፡ ናይ በሓቂ ከሙኡ ዓይነት ወላዲት ወይ ኢሪትራዊት ኣደ፡ ክሳብ ክንድዚ ሕልፍ ዝበለ ተሪር ልቢ ዘለዋን ድንጋጸ ዝወሓዳ፡ ዓዳዊት ኣደ ነይራ ወይ ኣላ ክብል ኣይደፍርን የ። ምኽንያቱ ኣየጋጠመንን ሰሚዐ ውን ኣይፈልጥን የ። ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ወላዲት ተልያ ግን ናይ በሓቂ ተማሂረ ኣለኹ። ክተርፍን ክሕከኽን ዘለዎ ኣተሓሳስባ ስለዝኮነ ማለት ዩ። ሰብ ሰብ ሙዃኑ ኣሚና ምስ ዝደለዮን ደስ ዝበሎን ክፋቀርን ሓዳር ክገብርን እንመሃረሉ፡ኣጋጣሚ ዩ ይብል። ስለዝመሃርኩሙና ከኣ ነመስግነኩም፡ ቀጽሉዎ
Almaz Kiflu
Almaz Kiflu 3 חודשים לפני
I don't want to finished 1000ን ሰማንያን , this movie need to continue!! I love this movie.
Be Smart
Be Smart 3 חודשים לפני
Season two ክትቅጽል ድያ።?
Nahom Hintsa
Nahom Hintsa 3 חודשים לפני
ere begakum ketslwa begakum
G 15 Wedi Afa
G 15 Wedi Afa 3 חודשים לפני
Kab kulatom Samriiiiii zibelexet . Kalat nata behaki ni Sedet Santiu yom abettt ❤❤❤❤
Habte Zeyaday
Habte Zeyaday 3 חודשים לפני
Wwwwww Very Very Good
semhar mesfin
semhar mesfin 3 חודשים לפני
Kem hawi Azamit yebzhayo. Nay bhaki Abi seb kulu zrdea( Smart)
Yohana Semere
Yohana Semere 3 חודשים לפני
ብጠዓም ጽብቅት ፈልም
kass
kass 3 חודשים לפני
ወድሓወበይ ክትናፍቐና ኢኻ የቐንየልና ደቂ ሓላል መሬት።
kass
kass 3 חודשים לפני
እዋይ ሳሚ ዝረኸብካዮ
new videos ኣዳዲስ ቪድዮ
new videos ኣዳዲስ ቪድዮ 3 חודשים לפני
Des bhali
klsuma klsuma
klsuma klsuma 3 חודשים לפני
እዉይ'ሳሚ'ከብደይ'በሊዕካኒ
Haben Berhe
Haben Berhe 3 חודשים לפני
ትኽክል ኣደ ኢሳቕ ይግባኣ ኢዩ ጉዳይ ሳሚ ግን ከምኡ ኣይግባእን ኢዩ ያ ልዋም እንታይ ጌራትኩም! ብዝኮነ እቲ ናይ ባዓል ሳሚ ዕጫ ንባዓል ኢሳቕ ክኸውን ኔርዎ::
Bekit Samuel
Bekit Samuel 3 חודשים לפני
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በየን ጅሚረ'ሞ በየን ክውድእ ....ኣብ ሂወተይ ካብተን ዓይነይ ስም ከየበልኩ ዝተኸታተልኩውን ፍልምታት ሓንቲ እያ:: ተስፋ ይገብር ትንስኤ ፍልም ሃገርና ክትኮውን :: ኩሉ ዘማልአት ፍልም ኮይና : ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረ ::::::::::::
Nber Tsegiakiros
Nber Tsegiakiros 3 חודשים לפני
ልዋም ከ እንታይ ገይራ ምስ ሳሚ መጨረሽ ክንሪእ ነይርና እና ኩነታታ እዩ ሽግር የቡሉን እንኳዕ መጨረሽኡ ኣረየኩም ኣጀኩም ገቡዙ
elsa ahferom
elsa ahferom 3 חודשים לפני
ዋው ብጣዕሚ ዝድነቕ ሰራሕ: በርትዑ!
Proud Mom
Proud Mom 3 חודשים לפני
Eway luliye zeyidki gn lebam endiki heray ktibliyo tkoni it maks me cry 😭
ሚኪ ላላ ሓበሻዊ Gd
ሚኪ ላላ ሓበሻዊ Gd 3 חודשים לפני
ሂወት ከምኡ እያ
Abel Bereket
Abel Bereket 3 חודשים לפני
Fack nay eritrea movie geza geza eyu kolo titiko kemzi wela kulu seb mserehe resah
Tugr Ftyy
Tugr Ftyy 3 חודשים לפני
አሰይአሰይ ብሰለም ይምላሰኬም አህውትያ ናተይ ግነ ለዋም ማራ አህዝንታን እፍፍፍ እውይ ፍቅር 🙆🙆
Natnael Natnael Gufla Gebretensae
Natnael Natnael Gufla Gebretensae 3 חודשים לפני
wawwwwww
Henok Mahari
Henok Mahari 3 חודשים לפני
ኩሉኹም ጅጋኑ ማለት ብጣዕሚ experted ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ልምዲ ዘለዎም ዝዓይነቶም ኢኹም። ካብ ኩሉ ዘድነቅክልኩም እቲ ፊልሚ ስሚዒት ኣለዋ ስክርቢት ኣይመስልን ኢዩ ብተካእለኩም መጠን ጠባያት ኣጸቢኩም ተላቢስኩም ኩሉኹም ዝተወሃበኩም ዕዮ ብኣገባብ ዝዓመምኩም ይመስለኒ። ቴንኪው ብጣዕሚ ንታዓዘብቲ ክብሪ ኣለኩም ከምዚ ናይ ገሌታ ቀንጠምንጢ ዝቦዝሖ ኣይኮነንን። ደራሲ ስታር ኢንተርተይመንቱ ቴንኪው፡ ኩላኹም ኣብዛ ፊልሚ እጃምኩም ዘበርከትኩም ሰባት GBU ቀጽልዋ ግን ትብዕ በሉ ሓቂ ተኾይኑ ደርጉሕዋ ንሓቂ ኣጸቢቅኩም ቅረብዋ። ናብራ ኣዲስ መቸም ብጾትኩም ኢና እታ ፍቅሪ የውሂን ደኣ እምበር እቲ ካልእ ኩሉ ሓቂ ምኻኑ ዳርጋ ግነት የብሉን።በውውውውው wonderful work
Henok Mahari
Henok Mahari 3 חודשים לפני
ናይ ልዋምን ሳምን ግን ጽብቅቲ ኣፈጻጽማ ኢያ ካብቲ ልማዳዊ መደምደምታ ፍልይ ዝበለት ኢያ ምክንያቱ ኣባና ዝተለምደ ኣብ መወዳእታ ምትዕራቅ ስለ ዝኾነ ሂወት ከም ፊልሚ መሲላትና ብዙሕ ግዜ ንጋገ ኢና። ስድራ ውን ኩሉ ግዜ ኣብ መወዳእታ ይቅበሉና ኢዮም ዝብል ኣተሓሳስባ ኣፍሪስኩምልና
Henok Mahari
Henok Mahari 3 חודשים לפני
ወድ ሓወቦይ ትኽክል ኢዩ ሳሚ ፋራ ምባሉ
הבא